ዝርርብ ምስ ጸሓፊ መጽሓፍ "መዘክር ወዲ ሃገረሰብ" መንገሻ ሃብተ

Source: Mengesha Habte
ኣብዚ ቅሩብ እዋን ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ትርከብ መጽሓፍ "መዘክር ወዲ ሃገረሰብ" ካብተን ኣብ ነበብቲ ቅልጡፍ ተቐባልነት ረኺባ ዘላ መጽሓፍ እያ። ኣብ ባህሊን ያታን ኣነባብራ ሕብረተሰብ ትግርኛ እትገልጽ መጽሓፍ ዝምልከት ምስ ጸሓፊኣ መንገሻ ሃብተ እተገብረ ዕላል ቀዳማይ ትሕዝቶ።
Share
Source: Mengesha Habte
SBS World News