Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

“ንሕና ኣብቲ ቅዋማዋቲን ፍትሓዊትን ኤርትራ ንኽትህሉ ምቅላስ ዝብል ኢና ከነተኩር ዘለና።” ዶ/ር ትኳቦ ተስፋሚካኤል

Interview with Dr. Tuquabo T.Michael from QUT

Dr. Tuquabo T.Michael Source: Supplied

ዶ/ር ትኳቦ ተስፋሚካኤል፡ ኣብ ኲንስላንድ ዩኒቨርሲቲ ኦፍ ተክኖሎጂ፡ መምህርን ተመራማሪን ኮይኑ፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኣብ ፖለቲካ ናይ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ እዩ። ምስዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተተሓሒዙ፡ ኤርትራዊያንን ስግኣቶም ትጽቢቶምን ብዘንጸባርቕ ኩነታት ሓሳቦም ከቕርቡ ኣብ ገሊኡ ክውደቡን ክዛተዩን ይስትውዓሉ’ዮም። ብዛዕባዚ ስግኣቱን ገለ ፍታሓትን ዝበሎ ሓሳብ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ትካቦ ተስፋሚካኤል ካብ



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now