ብ 19 መጋቢት 2021 ብ ሉዑልነት ህዝቢ ኤርትራ፡ (EPS) ከምኡውን ሓንቲ ሃገር (One nation) ምስዚ ኣብ ትግራይ ዝኸይድ ዘሎ ኲናት ዝተሓሓዝ ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺኦም ኔሮም። ነዚ ብዝምልከት ን ዶ/ር ዮሴፍ ገብረሚካኤል ኣባል ፈጻሚት ሉዓሉነት ህዝቢ ኤርትራ ከምኡ’ውን ንኣቶ ዳኒ ኤል ተኽላይ ኣቦ ወምበር ሓንቲ ሃገር ኣዘራሪብናዮም ኣለና ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share

Published
Source: SBS
Share this with family and friends
