ኣለም ተስፋይን ክብሮም ኣድሓኖምን እተባህሉ ኤርትራዊያን ኣብ ናይ ግብጺ ቤት ማእሰርቲ ናይ ግብጺ ን 9 ዓመታት ተኣሲሮም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ናብ ኤርትራ ክጥረዙ ተወሲኑ ኣሎ። ነዚ ዝሰምዑ ገለ ግዱሳት ኤርትራዊያን ነዚ ነገር ደው ከብልዎን፡ ንእሱራት ካብ ማእሰርቶም ንኽፍትሑን ምንቅስቓስ ጀሚሮም ኣለዉ። ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ዝምልከት ኣቶ ገብረ ባህዱራይ (Mr. G) ኣብሪሁልና ኣሎ።
Share

Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends