እቶም ቅድሚ 20 ዓመታት ምስተወስዱ ህጣሞም ዝጠፍአ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታትን፡ መልሲታት ፕረ/ኢሳያስን

Source: SM
ዕለት 18 መስከረም 2001 ብሓይሊታት ጸጥታ ኤርትራ ምስተወስዱ ደሃዮም ካብዝጠፍእ 20 ዓመታት ኣቑጺሩ። እዞም ምስተኣስሩ ህጣሞም ክጠፍ ኡ እተገብሩ መነመን'ዮም፧ መንግስቲ ኤርትራ'ኸ ብዛዕባኦም ተሓቲቱ እንታይ መልሲ እዩ ዝህብ ኔሩ፧
Share
Source: SM
SBS World News