Source: Getty Imagesሱዳን ግብጽን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ምምላእ ማይን ምሕደራን ማይ ግድብ ናይል ሕጋዊ ስምምዕ ክኽትማ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ዘቕረቦ ለበዋ ግብጺ ተቐቢላቶ ኢትዮጵያ ተቓዊማቶ። መራሕቲ ትግራይ ንተሳትፎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ምርመራ ገበናት ኩናት ትግራይ ተቓዊሞምዎ። ዝሓዘ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና
ሱዳን ግብጽን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ምምላእ ማይን ምሕደራን ማይ ግድብ ናይል ሕጋዊ ስምምዕ ክኽትማ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ዘቕረቦ ለበዋ ግብጺ ተቐቢላቶ ኢትዮጵያ ተቓዊማቶ። መራሕቲ ትግራይ ንተሳትፎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ምርመራ ገበናት ኩናት ትግራይ ተቓዊሞምዎ። ዝሓዘ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና