Source: Getty Imagesኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሓላፊ ፈጻሚት ስራሕ እቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዝነበረ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብታ ሃገር ወጺኡ ዕቝባ ከም ዝሓተተ ተዛሪቡ። ንትግራይ ሓዊስካ 3 ሚልዮን ዶላር ንዝተጸገሙ ሰባት ዝሃበ ስነጥበባዊ ኣቤል ተስፋይ 'ዘዊክንድ' ኣምባሳደር ሰናይ ግብሪ ትካል መግቢ ዓለም ኮይኑ። ኣብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልላዊ መንግስቲ ዘመስርት ህዝበ ውሳኔ ተረኺቡ።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሓላፊ ፈጻሚት ስራሕ እቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዝነበረ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብታ ሃገር ወጺኡ ዕቝባ ከም ዝሓተተ ተዛሪቡ። ንትግራይ ሓዊስካ 3 ሚልዮን ዶላር ንዝተጸገሙ ሰባት ዝሃበ ስነጥበባዊ ኣቤል ተስፋይ 'ዘዊክንድ' ኣምባሳደር ሰናይ ግብሪ ትካል መግቢ ዓለም ኮይኑ። ኣብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልላዊ መንግስቲ ዘመስርት ህዝበ ውሳኔ ተረኺቡ።