Source: Getty Imagesኣርእስታት ጸብጻብ፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ምስ ትግራይ ዘሎ ውግእ ንሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣጽዋር ብምጉዓዝ ክዋሳእ ከም ዝጸንሐ ሲኤንኤን ኣቃሊዑ። ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብቲ ነቲ ናይ ዓሚ ተመሳሳሊ እዋን ብልዕሊ 40% ከም ዝወሰኸ ኤጀንሲ ስታትስቲክስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካቢኔ ኢትዮጵያ መራሒ እቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቖመ ህወሓት ንመቐለ ምስተቖጻጸረ ዝፈረሰ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዝርከቡዎም 22 ሰባት ተሾይሞም።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ምስ ትግራይ ዘሎ ውግእ ንሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣጽዋር ብምጉዓዝ ክዋሳእ ከም ዝጸንሐ ሲኤንኤን ኣቃሊዑ። ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ኣብ ኢትዮጵያ ካብቲ ነቲ ናይ ዓሚ ተመሳሳሊ እዋን ብልዕሊ 40% ከም ዝወሰኸ ኤጀንሲ ስታትስቲክስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካቢኔ ኢትዮጵያ መራሒ እቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝቖመ ህወሓት ንመቐለ ምስተቖጻጸረ ዝፈረሰ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዝርከቡዎም 22 ሰባት ተሾይሞም።