SKIP TO MAIN CONTENT

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ ትግራይ ን8ይ ጊዜ ሎሚ ሓሙስ ክዘራረብ እዩ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብዚ ኣኼባ ዋና ጸሓፊ እቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተሬዝን ኣብ ቀረባ እዋን ንትግራይ ከይዶም ዝነበሩ ሓላፊ ሰብኣዊ ረድኤት ማርቲን ግሪፍቲዝ ከም ዝርከቡ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ሱዳን ዓቃቢ ሰላም ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ልዕሊ 3000 ሰራዊት ኢትዮጵያ ሱዳን ብዘቕረበቶ ቅሬታ ንዓዱ ክምለስ እዩ ተባሂሉ። ቱንዝያ ጉዳይ ግድብ ኢትዮጵያ ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክረአ ዝጠልብ ደብዳበ ንካልኣይ ጊዜ ክትጽሕፍ ኣብ እትሸባሸበሉ እዋን ፤ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ተስምዕ ኣላ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ከምተቐትሉ ይግለጽ ፤ ንሰሙናት ሃዲኡ ዝነበረ ውግእ ክልላት ዓፋርን ሶማልን ከም ዝደገሰ ተሰሚዑ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብዚ ኣኼባ ዋና ጸሓፊ እቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተሬዝን ኣብ ቀረባ እዋን ንትግራይ ከይዶም ዝነበሩ ሓላፊ ሰብኣዊ ረድኤት ማርቲን ግሪፍቲዝ ከም ዝርከቡ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ሱዳን ዓቃቢ ሰላም ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ልዕሊ 3000 ሰራዊት ኢትዮጵያ ሱዳን ብዘቕረበቶ ቅሬታ ንዓዱ ክምለስ እዩ ተባሂሉ። ቱንዝያ ጉዳይ ግድብ ኢትዮጵያ ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ክረአ ዝጠልብ ደብዳበ ንካልኣይ ጊዜ ክትጽሕፍ ኣብ እትሸባሸበሉ እዋን ፤ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ተስምዕ ኣላ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ከምተቐትሉ ይግለጽ ፤ ንሰሙናት ሃዲኡ ዝነበረ ውግእ ክልላት ዓፋርን ሶማልን ከም ዝደገሰ ተሰሚዑ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now