SKIP TO MAIN CONTENT

ትካል ጥዕና ዓለም ብውግእ ኣብ ሓደጋ ንዝወደቑ ሚልዮናት ሰባት ንምድሓን ኩሉ ዝከኣሎ ከም ዝገብር ዋ/ዳ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛሪቡ።

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኤርትራ ካብ 2022 ክሳብ 2026 ዓ.ም ዝህልዋ ጥቕሉል ፍርያት ሃገራዊ ዕቤት ( GDP) 4.8% ከኸውን ዝኣመተ ትካል ገንዘብ ዓለም (IMF) ናይ ኢትዮጵያ ንምእማት ተጸጊመ ክብል ፍሊጡ። መራሕቲ ፖለትካን ሰራዊትን ትግራይ ኣብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መሻርኽቱ ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዓብላሊ ዓወት ከም ዘመዝገቡ ይገልጹ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ መራሕቲ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ኣብ ጻዕዳ ቤተመንግስቲ ኣሜሪካ ከዘራርቡ ወጢኖም። ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ሞንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ሲቪላዊ ተጻብኦታት ከም ዝተወለዐ ይግለጽ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኤርትራ ካብ 2022 ክሳብ 2026 ዓ.ም ዝህልዋ ጥቕሉል ፍርያት ሃገራዊ ዕቤት ( GDP) 4.8% ከኸውን ዝኣመተ ትካል ገንዘብ ዓለም (IMF) ናይ ኢትዮጵያ ንምእማት ተጸጊመ ክብል ፍሊጡ። መራሕቲ ፖለትካን ሰራዊትን ትግራይ ኣብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መሻርኽቱ ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዓብላሊ ዓወት ከም ዘመዝገቡ ይገልጹ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ መራሕቲ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ኣብ ጻዕዳ ቤተመንግስቲ ኣሜሪካ ከዘራርቡ ወጢኖም። ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ሞንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ሲቪላዊ ተጻብኦታት ከም ዝተወለዐ ይግለጽ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now