SKIP TO MAIN CONTENT

ሰብኣዊ ረድኤት ዝጸዓነት ነፋሪት ሕብረት ኣውሮጳ ናብ ትግራይ ኣትያ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Homeland News
Source: AU

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ግብጺ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ክስጎጉ ዝሓሰበቶ ተበግሶ ደው ክተብሎ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ተማሕጺኑ። ሰብኣዊ ረድኤት ዝጸዓነት ነፋሪት ሕብረት ኣውሮጳ ናብ ትግራይ ኣትያ። ትካል ጥዕና ዓለም 85 ሚልዮን ሜትሪክ ቶን ረድኤት ነፍሲ ኣድሕን ንኢትዮጵያ ሂቡ። ኣብ ኣፍሪቃ ቁጽሪ ብኮቪድ -19 ዝተለኽፉ ሰባት 8 ሚልዮን ሓሊፉ።።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ከቕርበልና እዩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ግብጺ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ክስጎጉ ዝሓሰበቶ ተበግሶ ደው ክተብሎ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ተማሕጺኑ። ሰብኣዊ ረድኤት ዝጸዓነት ነፋሪት ሕብረት ኣውሮጳ ናብ ትግራይ ኣትያ። ትካል ጥዕና ዓለም 85 ሚልዮን ሜትሪክ ቶን ረድኤት ነፍሲ ኣድሕን ንኢትዮጵያ ሂቡ። ኣብ ኣፍሪቃ ቁጽሪ ብኮቪድ -19 ዝተለኽፉ ሰባት 8 ሚልዮን ሓሊፉ።።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ከቕርበልና እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now