SKIP TO MAIN CONTENT

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓደስቲ ሰሚናራት የካይዱ ከም ዘለዉ ተገሊጹ።

Homeland News
Source: Getty Images

ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መራሕቲ ትግራይን መራሕቲ ኢትዮጵያን ቅርሕንቶም ብዝርርብ ንምፍታሕ ወከልቲ እንተመዲቦም እቲ ተፈሪሙ ዘሎ ማዕቀብ ክጸንሕ ከም ዝኽእል ኣሜሪካ ኣፍሊጣ። ልዕሊ ሰላሳ ዓለምለኻውያን ትካል ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብስራሕ ረሃብ ክፍታሕ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክሕይል ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ተማሕጺኖም። ኣብ ዝሓለፈ ሰነ 2021 ዓ.ም መረጻ ዘይተኻየደለን ክልላት ሶማልን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ቀጻሊ ሰሙን መረጻ ከካይዳ ኣብ ዝዳለዋሉ እዋን ኣብ ሶማል ዝናሓንሑ ልዕሊ ሰለስተ ሰልፍታት ፖለቲካ ካብቲ ውድድር ከም ዝወጹ ከፍልጡ እንከለዉ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ከኣ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲቶም። መራሕቲ ፖለቲካን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሱዳን ኣብ ጉዳይ መስርሕ ስግግርን እታ ሃገር ንሓድሕዶም ይካሰሱ ኣለዉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መራሕቲ ትግራይን መራሕቲ ኢትዮጵያን ቅርሕንቶም ብዝርርብ ንምፍታሕ ወከልቲ እንተመዲቦም እቲ ተፈሪሙ ዘሎ ማዕቀብ ክጸንሕ ከም ዝኽእል ኣሜሪካ ኣፍሊጣ። ልዕሊ ሰላሳ ዓለምለኻውያን ትካል ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብስራሕ ረሃብ ክፍታሕ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክሕይል ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ተማሕጺኖም። ኣብ ዝሓለፈ ሰነ 2021 ዓ.ም መረጻ ዘይተኻየደለን ክልላት ሶማልን ቤንሻንጉል ጉሙዝን ቀጻሊ ሰሙን መረጻ ከካይዳ ኣብ ዝዳለዋሉ እዋን ኣብ ሶማል ዝናሓንሑ ልዕሊ ሰለስተ ሰልፍታት ፖለቲካ ካብቲ ውድድር ከም ዝወጹ ከፍልጡ እንከለዉ ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ከኣ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲቶም። መራሕቲ ፖለቲካን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ሱዳን ኣብ ጉዳይ መስርሕ ስግግርን እታ ሃገር ንሓድሕዶም ይካሰሱ ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now