SKIP TO MAIN CONTENT

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ናብ ትግራይ ዝወስድ መገዲ ክፉት ክኸውን ጸዊዑ። (ሓጺር ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገብሮ ዕጽዋ መገዲ ሰብኣዊ ረድኤት ኣብ ኦሮምያን ትግራይን ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞቱ ሰባት ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ናብ ትግራይ ዝወስድ መገዲ ክፉት ክኸውን ጸዊዑ። ቻይና ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝግበር ማዕቀብ ኮነ እገዳ ተቓዊማ። 6 ኣባላት ድሕነት ሱዳን ምስ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣይኤስ ርክብ ኣለዎም ዝበሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ዝነበረ ልውውጥ ተኹሲ ከም ዝተቐትሉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኬንያ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዜጋታት ሓደጋ ጥሜት ከም ዘንጸላልዎም ተሓቢሩ።

Published

Presented by Stringer

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝገብሮ ዕጽዋ መገዲ ሰብኣዊ ረድኤት ኣብ ኦሮምያን ትግራይን ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞቱ ሰባት ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ናብ ትግራይ ዝወስድ መገዲ ክፉት ክኸውን ጸዊዑ። ቻይና ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝግበር ማዕቀብ ኮነ እገዳ ተቓዊማ። 6 ኣባላት ድሕነት ሱዳን ምስ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ኣይኤስ ርክብ ኣለዎም ዝበሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ዝነበረ ልውውጥ ተኹሲ ከም ዝተቐትሉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኬንያ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዜጋታት ሓደጋ ጥሜት ከም ዘንጸላልዎም ተሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now