SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራ ካብ መስከረም ተጠቃሚት ካብ ቀረጽ ናጻ ንግዲ ቻይና ክትከውን እያ።

Radio telescopes - Tigrinya.jpg

ኣርእስታት ዜና ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር፡ ኢትዮጵያ ተሓታትነት ገበን ክተስፍን መሰረታዊ ግልጋሎት ንትግራይ ክትከፍት ፀዊዑ። ብሄራዊ መካነ እንስሳት ቃፍታ ሸራሮ ዕንወት ከምዘጋጠሞ በዓል ስልጣን ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ደቡብን ኢትዮጵያ ኣንጻር መንግስቲ ዘቕንዑ ኣድማታት ይካየዱ ኣለዉ። ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን ዓሌት ሙርሌ ኣብ ኢትዮጵያ ጋምቤላ ሰብ ቀቲሎም ህጻናት ከም ዝጨወዩ ተገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር፡ ኢትዮጵያ ተሓታትነት ገበን ክተስፍን መሰረታዊ ግልጋሎት ንትግራይ ክትከፍት ፀዊዑ። ብሄራዊ መካነ እንስሳት ቃፍታ ሸራሮ ዕንወት ከምዘጋጠሞ በዓል ስልጣን ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ደቡብን ኢትዮጵያ ኣንጻር መንግስቲ ዘቕንዑ ኣድማታት ይካየዱ ኣለዉ። ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን ዓሌት ሙርሌ ኣብ ኢትዮጵያ ጋምቤላ ሰብ ቀቲሎም ህጻናት ከም ዝጨወዩ ተገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now