SKIP TO MAIN CONTENT

ኣስከሬናት ኣብ ሩባ ተከዘ ከንሳፍፉ ከም ዝተርኣዩ ዘ ቴሌግራፍ ኣቃሊሑ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ሓጺር ጸብጻብ፥ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ረድኤት ከይኣቱ ብዝቕጽል ዘሎ ዕጽዋ መገድታት ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ከም ዘለዉ ተሰሚዑ። ሱዳን ዴሞክራሲያዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምኹላፍ ዝተልኣኸ ዝበለቶ ብነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ካርቱም ዝኣተወ ኣጽዋር ኣብ ቁጽጽር ከም ዘእተወት ኣፍሊጣ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝተረፉ ተጋሩ ንምጥፋእ ሓይልታት ኣምሓራ ብወግዓዊ ኣኼባ ምስተዘራረቡሉ ኣስከሬናት ኣብ ሩባ ተከዘ ከንሳፍፉ ከም ዝተርኣዩ ዘ ቴሌግራፍ ኣቃሊሑ።

Published

Presented by Stringer

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጺር ጸብጻብ፥ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ረድኤት ከይኣቱ ብዝቕጽል ዘሎ ዕጽዋ መገድታት ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ከም ዘለዉ ተሰሚዑ። ሱዳን ዴሞክራሲያዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምኹላፍ ዝተልኣኸ ዝበለቶ ብነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ካርቱም ዝኣተወ ኣጽዋር ኣብ ቁጽጽር ከም ዘእተወት ኣፍሊጣ። ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝተረፉ ተጋሩ ንምጥፋእ ሓይልታት ኣምሓራ ብወግዓዊ ኣኼባ ምስተዘራረቡሉ ኣስከሬናት ኣብ ሩባ ተከዘ ከንሳፍፉ ከም ዝተርኣዩ ዘ ቴሌግራፍ ኣቃሊሑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now