SKIP TO MAIN CONTENT

ብሓድሕዳዊ ኩናት ትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ ሓዱሽ መንግስቲ ትምስርት። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

Homeland News
Source: FB Live

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 7 ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽኡ ዘውጽኦ ትእዛዝ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ውዱቕ ኮይኑ። በዓል ኢሬቻ ዝተኣስሩ ፖለቲከኛታት ኦሮሞ ክፍትሑ፣ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ብዝጠልቡ ተቓውሞታት ተዓጂቡ ተኸቢሩ። ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ረድኤት ከም መሳርሒ ፖለቲካ ምጥቃም ደው ክተብል ኬንያ ሓቲታ። ህጻናትን ደቂኣንስትዮን ዝርከብኦም ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከም ዝተኣስሩ ተገሊጹ። ኣቦ መንበር ዓረናን ኣባል ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝነበረ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍጸም ግፍዒ ደው ከብል ድሕሪ ምሕታቱ ተኣሲሩ ዕግርግር ብምልዓል ተኸሲሱ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 7 ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጽኡ ዘውጽኦ ትእዛዝ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ውዱቕ ኮይኑ። በዓል ኢሬቻ ዝተኣስሩ ፖለቲከኛታት ኦሮሞ ክፍትሑ፣ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ብዝጠልቡ ተቓውሞታት ተዓጂቡ ተኸቢሩ። ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ረድኤት ከም መሳርሒ ፖለቲካ ምጥቃም ደው ክተብል ኬንያ ሓቲታ። ህጻናትን ደቂኣንስትዮን ዝርከብኦም ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከም ዝተኣስሩ ተገሊጹ። ኣቦ መንበር ዓረናን ኣባል ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝነበረ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍጸም ግፍዒ ደው ከብል ድሕሪ ምሕታቱ ተኣሲሩ ዕግርግር ብምልዓል ተኸሲሱ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now