SKIP TO MAIN CONTENT

ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀ/ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ ሰለስተ ሃገራት ዑደቱ ሎሚ ይጅምር። (ካብ ጸብጻባት)

Homeland News
Source: AAP

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት ትግራይ ዝጸንሑ ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ካልኦት ክልላት ብሰላም ነናብዓዶም ከም ዝተፋነዉ ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ደብረማርቆስ ወተሃደራዊ ታዕሊም ከህብ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ርእሰ ከተማ ኣምሓራ ባህርዳር ሓዊሱ ብዙሓት ዓበይቲ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጀን። ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኾኑ ጀፍሪ ፌልትማን ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ዘሳልጥዎ ናይ 10 መዓልታት ምብጻሕ ሎሚ ሰኑይ ይጅምር። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ይገድድ ከም ዘሎ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት ትግራይ ዝጸንሑ ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ካልኦት ክልላት ብሰላም ነናብዓዶም ከም ዝተፋነዉ ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ደብረማርቆስ ወተሃደራዊ ታዕሊም ከህብ ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ርእሰ ከተማ ኣምሓራ ባህርዳር ሓዊሱ ብዙሓት ዓበይቲ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጀን። ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኾኑ ጀፍሪ ፌልትማን ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ዘሳልጥዎ ናይ 10 መዓልታት ምብጻሕ ሎሚ ሰኑይ ይጅምር። ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ይገድድ ከም ዘሎ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now