SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኢትዮጵያ ን9 ዓበይቲ ሚድያታት ዓለም ኣጸባጽባ ኣዛቢዐን ኢሉ ከሲሱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ትግራይ ጾታዊ ዓመጽን ባርነትን ዝፈጸሙ ወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምኡ’ውን ዕጡቓት ኣምሓራ ክሕተቱ ሓዱሽ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቲቱ። ሓይልታት ትግራይን ሰራዊት ግንባር ናጽነት ኦሮሞን ብሓንሳብ ኮይኖም ንመንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽትን ክወግኡ ተሰማሚዖም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ን9 ዓበይቲ ሚድያታት ዓለም ኣጸባጽባ ኣዛቢዐን ኢሉ ከሲሱ። ሃገራዊ ባንኪ ቀጠር ኤርትራ ዘይከፈለቶ ልቓሕ 300 ሚልዮን ዶላር ክትከፍል ንምግዳድ ንቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ሓቲቱ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ትግራይ ጾታዊ ዓመጽን ባርነትን ዝፈጸሙ ወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምኡ’ውን ዕጡቓት ኣምሓራ ክሕተቱ ሓዱሽ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቲቱ። ሓይልታት ትግራይን ሰራዊት ግንባር ናጽነት ኦሮሞን ብሓንሳብ ኮይኖም ንመንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽትን ክወግኡ ተሰማሚዖም። መንግስቲ ኢትዮጵያ ን9 ዓበይቲ ሚድያታት ዓለም ኣጸባጽባ ኣዛቢዐን ኢሉ ከሲሱ። ሃገራዊ ባንኪ ቀጠር ኤርትራ ዘይከፈለቶ ልቓሕ 300 ሚልዮን ዶላር ክትከፍል ንምግዳድ ንቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ሓቲቱ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now