SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣ መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ።

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስቲ ጸብጻብ፥ ባይቶ ጸጥታ ዉሕሃ ብዛዕባ ሶማል ኣብ ዕጹው ኣኼባ ኣካይዱ። ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ናይል ዘለወን ወጥሪ ብሓይሊ ንምፍታሕ ዝገብርኦ ውጥን ብልዝብ ክገብርኦ ኢትዮጵያ ተማሕጺና። መበል 20 ዓመት ማእሰርትን ምስዋርን ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ብስእላዊ ምርኢት ይዝከር ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣ መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ።

Published

Presented by Stringer

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስቲ ጸብጻብ፥ ባይቶ ጸጥታ ዉሕሃ ብዛዕባ ሶማል ኣብ ዕጹው ኣኼባ ኣካይዱ። ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ናይል ዘለወን ወጥሪ ብሓይሊ ንምፍታሕ ዝገብርኦ ውጥን ብልዝብ ክገብርኦ ኢትዮጵያ ተማሕጺና። መበል 20 ዓመት ማእሰርትን ምስዋርን ጉጅለ 15ን ጋዜጠኛታትን ኤርትራ ብስእላዊ ምርኢት ይዝከር ኣሎ። ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተቓወምኦ ክታም ማዕቀብ ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ጉዳይ ኩናት ምስ ትግራይ፣ መራሕቲ ትግራይ ደጊፎምዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now