SKIP TO MAIN CONTENT

በዓል ኣሸንዳ 2013 ዓ.ም ብኣዋልድ ትግራይ ኣብ ግንባራት ውግእ ይጽምበል። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Stringer

ኣርእስታት ዜና: በዓል ኣሸንዳ 2013 ዓ.ም ብኣዋልድ ትግራይ ኣብ ግንባራት ውግእ ይጽምበል። ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ልዕሊ 11 ዓመታት ዝዓጸወኦ ዶብ ንግዳዊ ንጥፈታት ከሰላስላሉ ይስማምዓ። ሓላፊት ዓለምለኻዊ ረድኤት ኣሜሪካ ሳማንታ ፓወር ኣብተን ሓይልታት ትግራይ መጥቃዕቲ ዝኸፈቱለን ክልላት ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 136 ሽሕ ሰባት ትካለን ሰብኣዊ ረድኤት ከም ዘቕረበ ብምግላጽ ዕጡቓት ህወሓት ካብተን ክልላት ወጺኦም ክላዘቡ ሓቲተን። ኣብ ትግራይ ምዝገባ ትምህርቲ ይጅመር ኣሎ ተባሂሉ።

Published

Presented by Stringer

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና: በዓል ኣሸንዳ 2013 ዓ.ም ብኣዋልድ ትግራይ ኣብ ግንባራት ውግእ ይጽምበል። ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ልዕሊ 11 ዓመታት ዝዓጸወኦ ዶብ ንግዳዊ ንጥፈታት ከሰላስላሉ ይስማምዓ። ሓላፊት ዓለምለኻዊ ረድኤት ኣሜሪካ ሳማንታ ፓወር ኣብተን ሓይልታት ትግራይ መጥቃዕቲ ዝኸፈቱለን ክልላት ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 136 ሽሕ ሰባት ትካለን ሰብኣዊ ረድኤት ከም ዘቕረበ ብምግላጽ ዕጡቓት ህወሓት ካብተን ክልላት ወጺኦም ክላዘቡ ሓቲተን። ኣብ ትግራይ ምዝገባ ትምህርቲ ይጅመር ኣሎ ተባሂሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now