ኣብ ጸገም ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ጁቡቲ ፍታሕ ክናደለዮም ተማሕጺኖም። (ጸብጻብ)

ኣርእስታት ዜና፥ ኲናት ዩክረይን እንተቐጺሉ ኢትዮጵያ 8 ቢልዮን ዶላር ክትከስር’ያ ተባሂሉ። ሕብረት ኣውሮጳ ሕጂ’ውን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ፀዊዑ። ኣብ ጸገም ዝወደቑ ኤርትራውያን ኣብ ጁቡቲ ፍታሕ ይደልዩ ኣለዉ። ተጀሚሩ ዝተብሃለ ቀጥታዊ ርክብ መራሕቲ ትግራይን ኢትዮጵያ ጌጋ ዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ሞት ብሓደጋ ትራፊክ ብ494% ወሲኹ።
Share