ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም 2021 ተጀሚሮም፣ ትጽቢታት እንታይ'ዮም፧ ጌጋ ሳእኒ ወድዮ ዝተወዳደረ ኣትሌት ዓወቱ ተመንጢሉ

UCI Road World Championships 2021

Source: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/09/2021) * ኣብ ቪየና፡ ኦስትርያ፡ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን፡ ቪየና ማራቶን፡ ኢትዮጵያዊ ደራራ ሁሪሳ ተዓዊቱ ከብቅዕ ጌጋ ሳእኒ ወዲዩ ስለዝተወዳደረ ዓወቱ ተመንጢሉ፡ * ሻምፒዮና ቅ/ብ መንገዲ ዓለም 2021 ኣብ ፍላንደርስ በልጅም ተጀሚሩ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝለዓሉ ተቐዳድምተን ብምስላፍ ይሳተፋ’ለዋ፡ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ ካብ 2022 ዓም ጀሚሩ ምስ ጋንታ ኢኤፍ ኢዱኬሽን-ኒፖ ክጽንበር ምዃኑ እታ ጋንታ ገሊጻ፡ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ሃገራት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘላቶ ምድብ ካብ ዝርከባ ክልተ ሃገራት ማለት ጋናን ዚምባብወን ዝሓለፈ ሰሙን ብቑዕ ወይ ቅቡል ዝበልኦ ውጽኢት ብዘይምምዝጋበን ኣሰልጠንተን ክሶጋ ምውሳነን ተፈሊጡ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service