Dr. Timnit Gebru Credit: Beyene Weldegiorgisናይ ኮምፒዩተር ሳይንቲስት ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ኣብቶም ዓበይቲ መጽሐታት ዓለምና ስማ ካብቶም ቀዳሞት ተረቋሕቲ ኮይና እያ። ብ Fortune ካብቶም 50 ዝበለጹ መራሕቲ ተባሂላ፡ ኣብ 2021 ትምኒት ገብሩ ካብቶም 10 ዝለዓሉ ንሳይንስ ቅርጺ ዘትሓዙ ተባሂላ ብ Nature ተሰይማ፡ ኣብ 2022 ድማ ካብቶም ዝለዓሉ ጸለውቲ ሰባት ዓለምና ናይ መጽሄት Time ኮይና። ብዛዕባ ሞያኣን ትሰርሖም ስራሓትን ብትግርኛ ዘዕለለትና ካላኣይ ክፋል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Published
Updated
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS / Timnit Gebru
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ናይ ኮምፒዩተር ሳይንቲስት ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ኣብቶም ዓበይቲ መጽሐታት ዓለምና ስማ ካብቶም ቀዳሞት ተረቋሕቲ ኮይና እያ። ብ Fortune ካብቶም 50 ዝበለጹ መራሕቲ ተባሂላ፡ ኣብ 2021 ትምኒት ገብሩ ካብቶም 10 ዝለዓሉ ንሳይንስ ቅርጺ ዘትሓዙ ተባሂላ ብ Nature ተሰይማ፡ ኣብ 2022 ድማ ካብቶም ዝለዓሉ ጸለውቲ ሰባት ዓለምና ናይ መጽሄት Time ኮይና። ብዛዕባ ሞያኣን ትሰርሖም ስራሓትን ብትግርኛ ዘዕለለትና ካላኣይ ክፋል ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።