SKIP TO MAIN CONTENT

ካልኣይ ክፋል ዘተ ኣብ መንጎ ኣቶ ዳኒኤል መሓሪን ኣቶ ሑሴን ዓብደል ዋስዕን

Interview SBS Tigrinya
Source: SBS Tigrinya

እዚ ካልኣይ ክፋል ዘተ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ኤርትራ ኮይኑ ኣብ መንጎ ን ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝድግፍ ኣቶ ዳኒኤል መሓሪ ካብ ኣመሪካን ንኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝቃወም ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ኣውስትራሊያ ዝተገብረ እዩ። ኣብዚ ካልኣይ ቅዋም፡ ሃገራዊ ቻርተር፡ ቀዳምነታት ጠለባት ህዝቢ ኤርትራን ተዘትዩ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዚ ካልኣይ ክፋል ዘተ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ኤርትራ ኮይኑ ኣብ መንጎ ን ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝድግፍ ኣቶ ዳኒኤል መሓሪ ካብ ኣመሪካን ንኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝቃወም ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ኣውስትራሊያ ዝተገብረ እዩ። ኣብዚ ካልኣይ ቅዋም፡ ሃገራዊ ቻርተር፡ ቀዳምነታት ጠለባት ህዝቢ ኤርትራን ተዘትዩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now