Dr Tilahun Negash Source: Suppliedኣብዚ ዓለም ብፍላይ ብ ደልታ ዝዓይነቱ ቤተሰብ ናይ ኮሮና ቫይረስ ተጠቒዓትሉ ዘላ እዋን ከተማታትን ሃገራትን ናብ ዳግም ዕጽዋ ይጓየያ ኣለዋ። ኣብ ገሊኡ ድማ እቲ እንኮ ፍታሕ ህዝቢ ክኽተብ ከምዘለዎ ይጉስጎስ ኣሎ። ብዙሕ ሰብ ይኽተብ እንተሎኳ ኣብ ገሊኡ ስክፍታታት ብዛዕባቲ ክታበት'ውን ይዝረብን እዩ። ነዚ ምስቲ ክታበት ዝለዓል ሕቶታት ናይ ብዙሓት ከብርሃልናን ንዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ ካብ ሆፐክሮሲን ሱፐር ክሊኒክ ኣብ መልበርን ተወኪስናዮ ኣለና።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብዚ ዓለም ብፍላይ ብ ደልታ ዝዓይነቱ ቤተሰብ ናይ ኮሮና ቫይረስ ተጠቒዓትሉ ዘላ እዋን ከተማታትን ሃገራትን ናብ ዳግም ዕጽዋ ይጓየያ ኣለዋ። ኣብ ገሊኡ ድማ እቲ እንኮ ፍታሕ ህዝቢ ክኽተብ ከምዘለዎ ይጉስጎስ ኣሎ። ብዙሕ ሰብ ይኽተብ እንተሎኳ ኣብ ገሊኡ ስክፍታታት ብዛዕባቲ ክታበት'ውን ይዝረብን እዩ። ነዚ ምስቲ ክታበት ዝለዓል ሕቶታት ናይ ብዙሓት ከብርሃልናን ንዶ/ር ጥላሁን ነጋሽ ካብ ሆፐክሮሲን ሱፐር ክሊኒክ ኣብ መልበርን ተወኪስናዮ ኣለና።