SKIP TO MAIN CONTENT

"ድሕሪ ዉድቀት ህግደፍ፡ ኤርትራ ቀልጢፋ ብድድ ትብለሉ ኩነታት ንምፍጣርዩ ናይ ነዊሕ ዕላማና።" ዶ/ር ቶማስ ሰሎሞን

President of ERIPS; discution on the rol of Eritrean intelectuals
Dr. Tomass Solomon Source: Supplied

ኣብ ትሕቲ “ትካል መጽናዕቲ ኤርትራውያን ንፖሊሲን ስትራተጂን (ERIPS)” እተባህለ ምትእኽኻብ ኣብ ስደት ዝነብሩ ሰብ ሞያን ሙሁራንን ኤርትራዊያን ናይ ፈለማ ዋዕላኦም ብቐዳም 14 ነሓሰ 2021 ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ጌሮም ኔሮም። ብዛዕባ’ቲ ዝተኻየደ ዋዕላን ዕላማ እቲ ምትእኽኻብን ግደ ምሁራን ኤርትራዊያን ሎሚን ጽባሕን እንታይ ከምዝኾነ ከብርሃልና ንፕረዚደንት እቲ ማሕበር ንዶክተር ቶማስ ሰሎሞን ካብ ዋሺንግተን ዓዲምናዮ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትሕቲ “ትካል መጽናዕቲ ኤርትራውያን ንፖሊሲን ስትራተጂን (ERIPS)” እተባህለ ምትእኽኻብ ኣብ ስደት ዝነብሩ ሰብ ሞያን ሙሁራንን ኤርትራዊያን ናይ ፈለማ ዋዕላኦም ብቐዳም 14 ነሓሰ 2021 ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ጌሮም ኔሮም። ብዛዕባ’ቲ ዝተኻየደ ዋዕላን ዕላማ እቲ ምትእኽኻብን ግደ ምሁራን ኤርትራዊያን ሎሚን ጽባሕን እንታይ ከምዝኾነ ከብርሃልና ንፕረዚደንት እቲ ማሕበር ንዶክተር ቶማስ ሰሎሞን ካብ ዋሺንግተን ዓዲምናዮ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now