SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ነሓሰ 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሎሚ ሰኑይ 15 ነሓሰ 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ዕለታዊ ዜና። ልኡኽና ካብ ዝሰደዶ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኲናት ዩክረይን እንተቐጺሉ ኢትዮጵያ 8 ቢልዮን ዶላር ክትከስር’ያ ተባሂሉ። ሕብረት ኣውሮጳ ሕጂ’ውን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ፀዊዑ። ኣብ ጸገም ዝወደቑ ኤርትራውያን ኣብ ጁቡቲ ፍታሕ ይደልዩ ኣለዉ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና ከነቕርቦ ኢና፣ ናይ ኮምፒዩተር ሳይንቲስት ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ካልኣይ ክፋል። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶን ክቐርብ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሰኑይ 15 ነሓሰ 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ እዞም ዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ። ዕለታዊ ዜና። ልኡኽና ካብ ዝሰደዶ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኲናት ዩክረይን እንተቐጺሉ ኢትዮጵያ 8 ቢልዮን ዶላር ክትከስር’ያ ተባሂሉ። ሕብረት ኣውሮጳ ሕጂ’ውን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ፀዊዑ። ኣብ ጸገም ዝወደቑ ኤርትራውያን ኣብ ጁቡቲ ፍታሕ ይደልዩ ኣለዉ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና ከነቕርቦ ኢና፣ ናይ ኮምፒዩተር ሳይንቲስት ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ካልኣይ ክፋል። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶን ክቐርብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now