ሎሚ ሓሙስ 11 ነሓሰ 2022 ብናይ ኣቆጻጽራ ሰዓት ስቱድዮና ስቱድዮ መልበርን አውስትራሊያ ልክዕ ሰዓት 6 ናይ ሚሸት እዩ፡ ናይ ሓደ ሰዓት መደብና ፡ ዕለታዊ ዜና፡ ጸብጻብ፥ ኣብ ቃለ መሕትት፥ ምስ ናይ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ሳይንቲስት ዝኾነት ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋል ክቐርብዩ። ኣውስትራልያ ፡ ድሕንነት እንስሳት ምሕላው ግቡእ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኣውስትራሊያ ሕጋዊ ሕቶ ዘለዎ እዩ ።ነዚ ዝርኢ ትሕዝቶ ኣብ ምንባር ኣውስትራሊያ መደብ ኣለና፡ ክቐርብ እዩ። ካልእን
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS / Getty
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends