"ናይ ፖሊስ ክዳን ምልባስ ባህ ይብለኒ ስለዝነበረ'የ ፖሊስ ክኸውን ዝደሊ ኔረ።" ኣባል ፖሊስ ቪክቶሪያ ኤርትራዊ ስዒድ ሓሰን12:05 Source: Said Hassenኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (15.84MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ስዒድ ሓሰን ካብ ኤርትራ ተሰዲዱ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኡ ኣባል ፖሊስ ኮይኑ ዝሰርሕ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ምስኡ ዝገበርናዮ ጻንሒት ነቕርቦ ኣለና።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ይጅመር ኣሎ፣ ከመይ ክኸይድ'ዩ፧ መነመን'ዮም እቶም ሓያላት፧መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)