SKIP TO MAIN CONTENT

"ብዙሓት ካባና ሕማም ኣእምሮ ኣለና፡ ከምዘለና ስለዝንኽሕድ ኣብ ዝመጽእ ዓመታትና ጽልዋ የምጽእ።" ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል

Mental Health Issue
Source: Pixabay

ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ኣብ ሞያ ሕክምና ብፍላይ ድማ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ መልበርን ዝሰርሐ'ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ጌሩ ኔሩ፡ ካብቲ ዝሓለፈ ዝቐረበ ተወሳኺ ሕቶታትን መልሲን ቀሪቡ ኣሎ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ኣብ ሞያ ሕክምና ብፍላይ ድማ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ መልበርን ዝሰርሐ'ዩ። ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ጌሩ ኔሩ፡ ካብቲ ዝሓለፈ ዝቐረበ ተወሳኺ ሕቶታትን መልሲን ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now