Despairing child sitting with head on knees in the dark frame of a doorway, backlit by a room behind flooded with daylight Source: Getty / Getty Images
ንኣእምሮኣዊ ጥዕናኻን ደሓንካን ዝምልከት ርክብ ንምግባር ናይ ሃገራዊ ናይ ስነኣእምሮ ሓለዋ ጥዕና ኮምሽን ካብ ዝተፈላለየ ከባቢ ኣውስትራሊያ ምስ ዝመጹ ሰባት ዘራኽብ ፕሮግራም እዩ ። ኣብዚ ዓመት እዚ እቲ ኮምሽን ካብ ጆርጅ ታውን ናይ ታዝማኒያ ክሳብ ይርካላ ኣብ ኖርዘርን ተሪቶርይ ፡ ኣብ መላእ ብሮሜ ዌስተርን ኣውስትራሊያ ፡ ከምኡውን ደሴት ፓልም ኣብ ኲንስላንድ ኣብ መላእ ቪክቶሪያ ን37 ማሕበረሰባት በጺሕዎም ። Published 10 October 2022 3:22pm
By Marcus Megalokonomos
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ንኣእምሮኣዊ ጥዕናኻን ደሓንካን ዝምልከት ርክብ ንምግባር ናይ ሃገራዊ ናይ ስነኣእምሮ ሓለዋ ጥዕና ኮምሽን ካብ ዝተፈላለየ ከባቢ ኣውስትራሊያ ምስ ዝመጹ ሰባት ዘራኽብ ፕሮግራም እዩ ። ኣብዚ ዓመት እዚ እቲ ኮምሽን ካብ ጆርጅ ታውን ናይ ታዝማኒያ ክሳብ ይርካላ ኣብ ኖርዘርን ተሪቶርይ ፡ ኣብ መላእ ብሮሜ ዌስተርን ኣውስትራሊያ ፡ ከምኡውን ደሴት ፓልም ኣብ ኲንስላንድ ኣብ መላእ ቪክቶሪያ ን37 ማሕበረሰባት በጺሕዎም ።