A group of people thought to be migrants are brought in to Dover, Kent, following a small boat incident in the Channel. Source: Press Associationመንግስቲ ብሪጣንያ ነቲ ናይ ኣውስትራሊያ ኣገባብ 'ነቶም ብጀላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ምለስዎም' ፡ ዝብል ፖሊሲ ክኽተል ይደሊ ኣሎ። እዚ ድማ ነቲ ናይ እንግሊዝ መስመር ዝሰግሩ ስደተኛታት ዋሕዚ ንምጉዳል ዝዓለመ እዩ ። እቲ ዓባይ ብሪጣንያ ሓሲባቶ ዘላ መደብ ንኣህጉራዊ ሕጊ ዘየኽብር ስጉምቲ እዩ ፡ ብዝብል ካብ ፈረንሳ ሓያል መልሰ ግብሪ ኣለዓዒሉ ኣሎ።
Published
Updated
By Ben Lewis, Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
መንግስቲ ብሪጣንያ ነቲ ናይ ኣውስትራሊያ ኣገባብ 'ነቶም ብጀላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ምለስዎም' ፡ ዝብል ፖሊሲ ክኽተል ይደሊ ኣሎ። እዚ ድማ ነቲ ናይ እንግሊዝ መስመር ዝሰግሩ ስደተኛታት ዋሕዚ ንምጉዳል ዝዓለመ እዩ ። እቲ ዓባይ ብሪጣንያ ሓሲባቶ ዘላ መደብ ንኣህጉራዊ ሕጊ ዘየኽብር ስጉምቲ እዩ ፡ ብዝብል ካብ ፈረንሳ ሓያል መልሰ ግብሪ ኣለዓዒሉ ኣሎ።