ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝገበ ቓላት (ዲክሽነሪ) ኣፕ፡ ኣብ ምንታይ ኩነታት ኣሎ፧ ካብቲ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኣብ ጥቕሚ ዊዒሉ ዝርከብ ጉግል ትራንስሌት ዝፈልዮ እንታይ እዩ፧ ዝብሉን ምስዚ ጉዳይ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኢንጂኔር ኪፍላይ መሊሱልና ኣሎ።
Share
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends