"ነቲ ዘይእወየሉ ዘይስማዕ ዘሎ፡ ድምጹ ከስምዕ ግደይ ክገብር'የ።" ፕሮፌሶር ግርማይ ነጋሽ

Source: Ghirmay Negash
ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ብዙሕ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ዝተርጎመን እዩ። ኣብቲ በብዓመቱ ብፐን ኤርትራ ዝዳሎ ሽልማት ሓሳብካ ብናጽነት ምግላጽ ፐን ኤርትራ 2021 ተዓዋቲ ኮይኑ ኣሎ። ምስኡ ዝገበርናዮ መቐጸልታ ዕላል
Share