SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 11 ጥቅምቲ 2021

News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** NSW፥ ድሕሪ 106 መዓልታት ፡ ዳርጋ 63,000 ኮቪድ-19 መልከፍቲን 431 ሞትን ፡ ኣብ መንበሪ ገዛ ምዕጽዋ ዝጸንሕ ትእዛዝ ተላዒሉ ። ** ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍልጦ ዘለዎ ሓድነታዊ መንግስቲ ሊብያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኽወርድ ዝቐነየ ግህዕታት ወግዓዊ ይቕሬታ ከምዝሃቡ ተፈሊጡ። ** ወተሃደራውን ጸጥታውን ልኡኽ ሱዳን ኣብዚ ሰሙን እዚ ናብ እስራኤል ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሞም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** NSW፥ ድሕሪ 106 መዓልታት ፡ ዳርጋ 63,000 ኮቪድ-19 መልከፍቲን 431 ሞትን ፡ ኣብ መንበሪ ገዛ ምዕጽዋ ዝጸንሕ ትእዛዝ ተላዒሉ ። ** ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍልጦ ዘለዎ ሓድነታዊ መንግስቲ ሊብያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኽወርድ ዝቐነየ ግህዕታት ወግዓዊ ይቕሬታ ከምዝሃቡ ተፈሊጡ። ** ወተሃደራውን ጸጥታውን ልኡኽ ሱዳን ኣብዚ ሰሙን እዚ ናብ እስራኤል ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሞም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now