ኣርእስታት ዜና፡ ** ኒው ሳውዝ ዌልስ ካብ ምጅማር እቲ ለበዳ ጀሚሩ ዝለዓለ ቑፅሪ መዓልታዊ ብምምዝጋብ 1,029 ሓደሽቲ ብኮቪድ-19 ተለኺፎም ። ** ሰራዊት ኤርትራ ናብ ምዕራብ ትግራይ ምእታዎም ንኣመሪካን ሕብረት ኣውሮጳን የሻቕሎም። *** ኣብ ዉድድራት ፓራኦሎምፒክ ቶክዮ፡ ኣውስትራሊያ ብብዝሒ መዳሊያታት ትመርሕ።
Share

Published
Updated
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends