ዕለታዊ ዜና 09 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
** ኣብ መላእ ኒው ሳውዝ ዌልስ ዝርከባ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ 25 ጥቅምቲ ክኽፈታ እየን። **ሰራዊት ሕወሓት ኣብ ሰሜን ጎንደር ዞባ ዳባት ወረዳ ናይ ጅምላ ቅትለት ምፍጻሙ ናይቲ ዞባ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ** ጣሊባን ኣፍጋኒስታዊያን ደቀንስትዮ ስፖርት ክጻወታ ከም ዘይፍቀደለን ኣረጋጊጹ።
Share
Source: Getty Images
SBS World News