ዕለታዊ ዜና 11 ነሓሰ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና፥ ** New South ሎሚ 345 ሓደሽቲ መልከፍቲን ክልተ ሞትን ኣመዝጊባ *** ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ብኣማኢት ንዝቑጸራ ኣንስትን ኣዋልድን ዓሚጾም ፣ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ትማሊ ኣፍሊጡ ። ** ሊዮነል መሲ፡ ምስ ፓሪስ ሰይንት ጀርመይን ንምፍራም ዝገበሮ ውሳነ ነይማር ቀንዲ ረቛሒ ምንባሩ ገሊጹ ።
Share