SKIP TO MAIN CONTENT

ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ...(ዕለታዊ ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና ** ቪክቶርያ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያ ካብ እተመዝገበ መዓልታዊ መልከፍቲ ዝለዓለ ቝጽሪ: ማለት 2,297: ከምኡውን 11 ሰባት ሞይቶም ኣለዉ ... ** ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ግዝኣት ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ... **ኣብ ኖርወይ ከተማ ኮንስበርግ ፡ ሓደ ሰብ ቐስትን ፍላጻታትን ተጠቒሙ ምስ ኣጥቅዐ ፡ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም ፡ ካልኦት ድማ ቈሲሎም እዮም ። **ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ድሕሪ ን ኣዋርሕ ዝጸንሐ ወጥሪ ኲናት ከምዝተጀመረ ናይ ግብረ ሰናይን ሓይሊታትን ምንጭታት ንኤኤፍፒ ከምዝገለጽሉን መንግስቲ ነቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ይደፍኣሉ ከምዘሎ ገሊጾም ። ** ኬንያዊት ኣትለት ኣግስኒስ ቲሮፕ ፡ ኣብ መበል 25 ዓመታ ኣብ ቤታ ተቐቲላ ተረኺባ...

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ** ቪክቶርያ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያ ካብ እተመዝገበ መዓልታዊ መልከፍቲ ዝለዓለ ቝጽሪ: ማለት 2,297: ከምኡውን 11 ሰባት ሞይቶም ኣለዉ ... ** ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ግዝኣት ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ... **ኣብ ኖርወይ ከተማ ኮንስበርግ ፡ ሓደ ሰብ ቐስትን ፍላጻታትን ተጠቒሙ ምስ ኣጥቅዐ ፡ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም ፡ ካልኦት ድማ ቈሲሎም እዮም ። **ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ድሕሪ ን ኣዋርሕ ዝጸንሐ ወጥሪ ኲናት ከምዝተጀመረ ናይ ግብረ ሰናይን ሓይሊታትን ምንጭታት ንኤኤፍፒ ከምዝገለጽሉን መንግስቲ ነቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ይደፍኣሉ ከምዘሎ ገሊጾም ። ** ኬንያዊት ኣትለት ኣግስኒስ ቲሮፕ ፡ ኣብ መበል 25 ዓመታ ኣብ ቤታ ተቐቲላ ተረኺባ...

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now