Source: Getty Imagesኣብ መልበርንን ሲድኒን ብሰንኪ ኮቪድ ዘሎ ምዕጻው ብምንውሑ ፡ ማእከላት መወሳወሲ ኣካላት (ጂይምስ)ን ካልእ ናይ ስልጠና መሳለጥያታትን ፡ ሰባት ክረኽቡ ኣይከኣሉን። ማሕበራዊ ርክብ ምስኣን ከምኡውን ግዱብ ኣብ ግዳም ናይ ምውጻእ ቀይዲ ማለት ኣካላዊ ጥዕና ጥራይ ዘይኰነስ ኣእምሮኣዊ ጥዕና እውን ሃስያ ይወርድ ኣሎ። ይኹን እምበር ፡ ፡ ናጽነታትካ ኽሳዕ እትረክብ እናተጸበኻ ፡ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕናኻ ንምሕላው ዝሕግዝ ገለ ሜላታት ክኢላታት ጥዕና የካፍሉ።
Published
By Chiara Pazzano
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ መልበርንን ሲድኒን ብሰንኪ ኮቪድ ዘሎ ምዕጻው ብምንውሑ ፡ ማእከላት መወሳወሲ ኣካላት (ጂይምስ)ን ካልእ ናይ ስልጠና መሳለጥያታትን ፡ ሰባት ክረኽቡ ኣይከኣሉን። ማሕበራዊ ርክብ ምስኣን ከምኡውን ግዱብ ኣብ ግዳም ናይ ምውጻእ ቀይዲ ማለት ኣካላዊ ጥዕና ጥራይ ዘይኰነስ ኣእምሮኣዊ ጥዕና እውን ሃስያ ይወርድ ኣሎ። ይኹን እምበር ፡ ፡ ናጽነታትካ ኽሳዕ እትረክብ እናተጸበኻ ፡ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕናኻ ንምሕላው ዝሕግዝ ገለ ሜላታት ክኢላታት ጥዕና የካፍሉ።