ወቕዒ/ ስትሮክ ሓደ ካብቶም ቀንዲ ጠንቅታት ሞትን ስንክልናን ኮይኑ፡ ከባቢ 770,000 ኣውስትራሊያዊያን ምስቲ ከቢድ ጥዕናዊ ጽልዋ ዘለዎ ሕማም ይነብሩ ። ብዙሓት ሰባት ሕማም ወቕዒ ንዓበይቲ ጥራይ እዩ ዘጥቅዖም ዝብል ጌጋ ኣበሃህላ ዘሎ ኮይኑ፡ ሰባት ምልክታት እቲ ሕማም ክፈልጡ ይተባብዑ ።
Share

Published
By Gareth Boreham, Gloria Kalache
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS / A patient undergoes an injected brain scanner to detect a stroke (Getty)
Share this with family and friends