SKIP TO MAIN CONTENT

ጣሊባን ንካቡል ተቖጻጺሩ፡ ፕረ/ ኣሽራፍ ጋኒን ምዕራባዊያንን ካብ ኣፍጋኒስታን ይሃድሙ።

Taliban fighters take control of Afghan presidential palace after the Afghan President Ashraf Ghani fled the country, in Kabul, Afghanistan, Sunday, Aug. 15, 2021. (AP Photo/Zabi Karimi)
Taliban fighters take control of Afghan presidential palace after the Afghan President Ashraf Ghani fled the country, in Kabul, Source: AP

ጣሊባን ንርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ተቘጻጺሩ ፡ ድሕሪ ናይ ዕስራ ዓመታት ኣመሪካን ኩሎም ሓይሊታትን ወተሃደራዊ ህላወኦም ምስኣኽተመ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ዓወት ከም ዘመዝገበ ተገሊጹ ። ናይ ኣውስትራሊያ ፈደራል መንግስቲ ብዛዕባ ወተሃደራዊ ጻዕርታት ንምዝርራብ ፤ ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋታት ካብታ ሃገር ናይ ምውፃእ ስራሕ ንምውዳእን ናይ ኣፍጋኒስታንን ሰራሕተኛታት ዝነበሩ ሰባት ንምውጻእ ዝምልከት ክእከብ እዩ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጣሊባን ንርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ተቘጻጺሩ ፡ ድሕሪ ናይ ዕስራ ዓመታት ኣመሪካን ኩሎም ሓይሊታትን ወተሃደራዊ ህላወኦም ምስኣኽተመ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ዓወት ከም ዘመዝገበ ተገሊጹ ። ናይ ኣውስትራሊያ ፈደራል መንግስቲ ብዛዕባ ወተሃደራዊ ጻዕርታት ንምዝርራብ ፤ ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋታት ካብታ ሃገር ናይ ምውፃእ ስራሕ ንምውዳእን ናይ ኣፍጋኒስታንን ሰራሕተኛታት ዝነበሩ ሰባት ንምውጻእ ዝምልከት ክእከብ እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now