Source: Amha Habtemariam Derresመንግስቲ ኣመሪካ ኣብ 23 ነሓሰ 2021 ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ፊሊጶስ ወ/ዮሃንስ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እተታሓሓዘ ብሕጊ ዓለማዊ ተሓታትነት ሰብኣዊ መሰላት ማግኒቲስኪ (the Global Magnitsky Human Rights Accountability Act) ማዕቀብ ተጌርሉ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ጠበቓ ኣምሃ ሃብተማርያም ደረስ መብርሂ ሂቡና ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ 23 ነሓሰ 2021 ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ፊሊጶስ ወ/ዮሃንስ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እተታሓሓዘ ብሕጊ ዓለማዊ ተሓታትነት ሰብኣዊ መሰላት ማግኒቲስኪ (the Global Magnitsky Human Rights Accountability Act) ማዕቀብ ተጌርሉ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ጠበቓ ኣምሃ ሃብተማርያም ደረስ መብርሂ ሂቡና ኣሎ።