William Brawley CC Source: William Brawley CCኣብ ኣውስትራሊያ፡ እዚ ንኣትዎ ዘለና ወቕቲ ዛሕሊ ዝጅምረሉ ብሙዃኑ፡ ሃገራዊ ክታበት ናይ ጉንፋዕ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ክጅመርዩ።ብዙሓት ካባና በዚ ፍሉ ወይ ጉንፋዕ ተለኺፍና ክንከውን ንኽእል ኢና።ናይ Australian Influenza Surveillance Report ከምዝሕብሮ: ክታበት ዝወሰዱ ሰባት: ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ብ 4 ሚእታዊ ዓብዩ ኣሎ።ንኹሉ ዕድሚኡ ልዕሊ 6 ወርሒ ዝኾነ ክታበት ዝግባእ እኳ እንተኾነ፡ ክፍለጡ ዝግባኦም ነገራት ግና ኣለዉ።
ኣብ ኣውስትራሊያ፡ እዚ ንኣትዎ ዘለና ወቕቲ ዛሕሊ ዝጅምረሉ ብሙዃኑ፡ ሃገራዊ ክታበት ናይ ጉንፋዕ ኣብዚ ቕሩብ እዋን ክጅመርዩ።ብዙሓት ካባና በዚ ፍሉ ወይ ጉንፋዕ ተለኺፍና ክንከውን ንኽእል ኢና።ናይ Australian Influenza Surveillance Report ከምዝሕብሮ: ክታበት ዝወሰዱ ሰባት: ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ብ 4 ሚእታዊ ዓብዩ ኣሎ።ንኹሉ ዕድሚኡ ልዕሊ 6 ወርሒ ዝኾነ ክታበት ዝግባእ እኳ እንተኾነ፡ ክፍለጡ ዝግባኦም ነገራት ግና ኣለዉ።