SYDNEY, AUSTRALIA - FEBRUARY 4 : Incarceration Nation - Documentary stills shoot on February 4, 2021 in Sydney, Australia. Source: SBSኣብ ኣውስትራሊያ ብዛዕባ ጥጡሕ ናብራን ማሕበረ ቁጠባዊ መዐቀኒታት ክምዘንከሎ ኣቦርጂናውያንን ቶረስ ስትራት ኣይስላንደር ሰባት ካብ ምስቲ ካልእ ሕብረተሰብ ኣውስትራሊያ ክነጻጸር ዝያዳ ጉድኣት ይበጽሖም እዩ ። እዚ ናይ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ጸብጻብ ታሪኻዊ ፖሊሲታትን ዘይፍትሓዊ ተግባራትን ሎሚውን ቀጺሉ ኣብ ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ዘውርዶ ማህሰይቲ ክምልከትዪ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ብዛዕባ ጥጡሕ ናብራን ማሕበረ ቁጠባዊ መዐቀኒታት ክምዘንከሎ ኣቦርጂናውያንን ቶረስ ስትራት ኣይስላንደር ሰባት ካብ ምስቲ ካልእ ሕብረተሰብ ኣውስትራሊያ ክነጻጸር ዝያዳ ጉድኣት ይበጽሖም እዩ ። እዚ ናይ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ጸብጻብ ታሪኻዊ ፖሊሲታትን ዘይፍትሓዊ ተግባራትን ሎሚውን ቀጺሉ ኣብ ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ዘውርዶ ማህሰይቲ ክምልከትዪ።