Source: Borkena/TesfaNews – Twitterመንግስቲ ኣመሪካ ኣብ 23 ነሓሰ 2021 ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ፊሊጶስ ወ/ዮሃንስ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እተታሓሓዘ ብሕጊ ዓለማዊ ተሓታትነት ሰብኣዊ መሰላት ማግኒቲስኪ (the Global Magnitsky Human Rights Accountability Act) ማዕቀብ ተጌርሉ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ጠበቓ ኣምሃ ሃብተማርያም ደረስ ዝሃበና መብርሂ መቐጸልታን መወዳእታን።
መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ 23 ነሓሰ 2021 ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ፊሊጶስ ወ/ዮሃንስ ምስቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት እተታሓሓዘ ብሕጊ ዓለማዊ ተሓታትነት ሰብኣዊ መሰላት ማግኒቲስኪ (the Global Magnitsky Human Rights Accountability Act) ማዕቀብ ተጌርሉ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ጠበቓ ኣምሃ ሃብተማርያም ደረስ ዝሃበና መብርሂ መቐጸልታን መወዳእታን።