SKIP TO MAIN CONTENT

ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ 26 ነሓሰ 2021

Feature
Maria van Kerkhove, Technical Lead of WHO's Health Emergencies programme, Source: Keystone

ድሕሪ 90 መዓልታት ከምቲ መብጽዓ እተገብረሉ ፡ ናይ ኣመሪካ ናይ መርመራ ትካላት ብዛዕባ መበቈል ለበዳ ኮሮና ዝምልከት ንፕረዚደንት ጆ ባይደን ጸብጻብ ኣመሓላሊፈን ኣለዋ ። ኣብዚ እዋን 'ዚ ኣብ መዝገብ ሰፊሩን ኣብ መደምደምታ ዘይበጽሐን እዩ ዘሎ ፡ ቻይና ከኣ ንውሽጣዊ ድራኸ ሚስተር ባይደን ኣብ ሕቶ ኣእትያቶ ኣላ ። እዚ ጸብጻብ ምስ እዋናዊ ዜናታት ኮሮና ቫይረስ ካብ መላእ ዓለም ቀሪቡ ዘሎ'ዩ።......

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ድሕሪ 90 መዓልታት ከምቲ መብጽዓ እተገብረሉ ፡ ናይ ኣመሪካ ናይ መርመራ ትካላት ብዛዕባ መበቈል ለበዳ ኮሮና ዝምልከት ንፕረዚደንት ጆ ባይደን ጸብጻብ ኣመሓላሊፈን ኣለዋ ። ኣብዚ እዋን 'ዚ ኣብ መዝገብ ሰፊሩን ኣብ መደምደምታ ዘይበጽሐን እዩ ዘሎ ፡ ቻይና ከኣ ንውሽጣዊ ድራኸ ሚስተር ባይደን ኣብ ሕቶ ኣእትያቶ ኣላ ። እዚ ጸብጻብ ምስ እዋናዊ ዜናታት ኮሮና ቫይረስ ካብ መላእ ዓለም ቀሪቡ ዘሎ'ዩ።......

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now