Ala Osman. Barry Berh, Saad Jabr and Berhan Jabr Source: Suppliedኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝበዝሑ መንእሰያት ዝርከብዎም ን ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ቪክቶሪያ ክመርሑ ዝተመርጹ፡ ዘለዎም ራኢን መዲቦሞ ዘለዉ ስራሓትን ኣካፊሎሙና ኣለዉ። ኣብዚ ዘተ ዝተሳተፉ፡ ኣቦመበር እቲ ኮሙኒቲ ባሪ በርህ፡ ተሓዝ ገንዘብ ሳዓድ ጃብር፡ ሓላፊት ህዝባዊ ርክባት ኣላ ዑስማን፡ ከምኡ'ውን ሰሚር ኢማምን ብርሃን ጃብርን እዮም።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝበዝሑ መንእሰያት ዝርከብዎም ን ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ቪክቶሪያ ክመርሑ ዝተመርጹ፡ ዘለዎም ራኢን መዲቦሞ ዘለዉ ስራሓትን ኣካፊሎሙና ኣለዉ። ኣብዚ ዘተ ዝተሳተፉ፡ ኣቦመበር እቲ ኮሙኒቲ ባሪ በርህ፡ ተሓዝ ገንዘብ ሳዓድ ጃብር፡ ሓላፊት ህዝባዊ ርክባት ኣላ ዑስማን፡ ከምኡ'ውን ሰሚር ኢማምን ብርሃን ጃብርን እዮም።