ሌላ ምስ ልዕሊ 330 ሽሕ ኣብ ቲክቶክ ሰዓብቲ ዘለዉዋ፡ ጸላዊት ኣስላመይቲ ኣፍሪቃዊት ኢጣልያዊት

Influencer Aida

TikTok star Aida Diouf Mbengue looks her phone in front of the Duomo gothic cathedral in Milan, Italy, Tuesday, March 16, 2021. (AP Photo/Antonio Calanni) Source: AP

እታ "መርኣያ ሓዳስ ኢጣልያ" ተባሂላ እተጸውዐ ናይ ቲክ ቶክ ቶክ ጸላዊት ( ኢንፍሉዌንሰር) ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ንዝነበረ ባህላዊ ዕንቅፋታት ተፍርሶ ኣላ ። ምስታ ጓል 19 ዓመት ዝዕድሚኣ ሙስሊም ኣፍሪቃዊት-ኢጣልያዊት ከምኡውን ምስ 330,000 ዝኾኑ ጸልውቲ ጉጅለታት ዝስዕብዋ ከነፋልጠኩም ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now

ሌላ ምስ ልዕሊ 330 ሽሕ ኣብ ቲክቶክ ሰዓብቲ ዘለዉዋ፡ ጸላዊት ኣስላመይቲ ኣፍሪቃዊት ኢጣልያዊት | SBS Tigrinya