10 ነሓሰ፡ መዓልቲ ቆጸራ ህዝቢ ኣውስትራሊያ

Feature CENSUS PANDEMIC RNF

A Census staff member holding a census form (SBS) Source: SBS

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ግዝኣታትን ክልላትን መዓልታዊ ንጥፈታት ህይወት ሰባት ዓናቒፉ ክኸውን ይኽእል እዩ: ይኹን እምበር ለበዳ ኮቪድ-19 ነቲ ኣብ ዝመጽእመዓልታት ዝግበር ቆጸራ ህዝቢ መደባት ካብ ምትግባር ንድሕሪት ኣይከብልን ኣዩ ። ቤት ፅሕፈት ስታቲስቲክስ ኣውስትራልያ ፡ ዋላ'ኳ ለበዳታት ዕጽዋን ኮቪድ-19ን እንተሎኳ፡ ዛጊት ካብተራእየ እቲ ዝዓበየ ቈጸራ ህዝቢ ንምክያድ ዘኽእል ቅኑዕ መስርሕ ከምዘዳለወ ይተኣማመን።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now